ሎሚ ን ጁምዓ Surprise ጌርናያ #eritrea #habesha #eritrean

#ናይ ጁምዓ ተሌፎን 0740703288 #ናይ ዛይድ እንባየ ተሌፎን 0742465351 ሰላም ከመይ ትኮኑ ሰላም ክትህልዉለይ ናይ ወተሩ ምኞተይ ኢዩ። ኩቡራት ተከታተልቲ Siem MJ You tube channel ሎሚ ከኣ ካብቲ ነቅርቦም መደባትና ብፍልይ ዝበለ መደብ ኢና መጺናኩም ዘለና እዛ መደብ ብ Siem Mj marketing agency ን ብ ነፍስወከፍ ትካላት ከም sponsorship ዝዳሎ ኮይኑ ኣብ ስደት ዘለዉ ን ጽጉማን የሕዋትናን ጻዕራማት መንእሰያትን ብፍላይ ድማ ን ደቀንስቲዮ ትሕግዝ ( support )ሓዳሽ መደብ ኢያ። እዛ ናይ ሎሚ መደብና ከኣ እታ ጻዕራም ኣደ ኣብ ስደት ኮይና ን ክልተ ደቃ እቲ ሓደ ምሉእ ብምሉእ ልሙስ እቲ ሓደ ውን ጸጋመይቲ ኢዱ ልሙስ ደቃ ተሰኪማ ማማ ብዝብል ቤት ሕጸቦ ኣብ ካሳንጋ ዝርከብ እንዳ ሰርሕት ደቃ ተዐቢ ዘላ ጅግና ኣደ ኢያ። ቅድሚ ሕጂ በቶም ናትና ቲም ን ሳሚ ሱፐር ማርኬት ናፖሊ ሆተል { Napoli Hotel } ተሓጊዛ ቤት ሕጽቦ ከፊታ ኣብ Elite Moll ትሰርሕ ትርከብ። ጁመዓ ንዓናን ንዓኩምን ሓዳሽ ሰብ ኣይኮነትን ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚ ንሰባት ካብታ ዘይበላ ንሰባት ትሕግዝ, ተስፋ ትህብ ኣዚያ ትሕትን, መምሕር ናይ ሂወት ጥራሕዘይ ኮነት ሲ ጂግና ኣደ, ኮታስ ኩሉ ነገር ኢያ። ቅድሚ ሕጂ ውን ብዝተፈላለየ መደብ ኣብ ቻነልና ኣቅሪብናያ ኔርና። ኣብዛ ናይ ቅድሚ ወርሒ ዝገበርናያ ናይ ፖድቻስት መደብ ውን ኩሉሰብ ተገሪሙን ብዝተፈላለየ ፕላት ፎርም ክዛረቡላን ክሕግዘዋን ተዓዚብና ኢና። ሎሚ ውን ብምክኒያት ሓዲሽ ዓመትን ልደትን ኢልና ምስ Siem Mj Marketing agency team ዝተፈላለዩ ኣስማቶም ክጥቀሱ ዘይ ደለዩ ነበርቲ ካምፓላን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ የሕዋትና ን ብ ሃይላት ፋሺን ዲዛይነር ብምትሕብባር ንስርሓ ሕእጋዚት ዝበልናያ ማሺን ሓጻቢት ገዚና ሂብናያ። #በዚህ ውን ንሳ ሓጎሳ ከይ ወድአት እዚ ንብረት ንዓይ ኣዚዩ ኢዩ ን ስርሐይ ዝጠቅመኒ ግን ከማይ ጽግምቲ ኣደ ኣላ ኣነ ሞዴለይ ዝብላ ንሳ ውን ልክዕ ከምዚ ከማይ እቲ ሓደ እግሩ ስንኩል እቲ ካልኣይ ብን ሓንቲ እግሩ ሓጻር ን ክልተ ደቃ ሒዛ ሓጋዚ ዘይብላ እንዳ ሰርሐት ኣብ ከተማ ካምፓላ ትነብር እንዳ ኣላ። ኣብ ስራሕ ውዒላ ደቃ ሓብሒባ ክዳውንቲ ክትሓጽብ ከላ የረደኣኒ ኢዩ እቲ ቃንዛ ስለዚ እዛ ማሺን ን ዛይድ እንባየ ኣዚያ ስለ ትጠቅማ ንዓኣ ክሕባ ኢየ ኢላ እታ ህያብ ኣረኪባታ። ዝተረፈ ኣብዚ መደብ ተዓዘቡ #ናይ ጁምዓ ተሌፎን 0740703288 #ናይ ዛይድ እንባየ ተሌፎን 0742465351 በቲ ትህቡና ሃናጺ ሪኢቶኩም እንዳመስገንና ኣብዛ ናይ ጁምዓ ርኢቶኹም ኣብ ቦታ comment ክንጽበ ኢና። ሪቶኩም ነዓና ዓቢ ደገፍን መሃርን ስለዝኮነ። ሰለቲ ኩሉ ትህቡና ደገፋት ሱፐር ታንክስ ውን ካብ ልቢ ነመስግን። Don’t forget SUBSCRIBE ❤️❤️❤️ LIKE 👍👍👍 SHARE 🥰🥰🥰 COMMENT 🫶🫶🫶 ኣብ ዝሓለፈ ዝነበረ መደብ ና ጁምዓ ፖድቻስት ኣብዚ ገዲፍናልኩም ኣለና    • ሙስሊም እየ ምእንቲ ደቀይ ግን ማይጨሎት ውን ፈቲነ እየ !! #er...   ከምኡ ዉን ወትሩ ቀዳም ኣብ Channel    / @siemmj   መሃርን ኣዘናጋዕን ብ SIEM MJ ዝቀርብ PODCAST ስለዘሎ ተከታተልቲ ናይዚ መደብ ክትኮኑ ንዕድም። ✨ Don’t forget to like, comment, and subscribe for more inspiring stories from Africa’s hidden gems. ውን ከመቲ ልሙድ ኣብ መደብ podcast እነቅርቦም መሃርትን ኣዘናጋዕትን መደባት ትዓግቡ ብምህላውኩም ኣይንጠራጠርን ን። # ኣብ ዝሓለፈ ዝነበረ ፖድካስት ናይ ብዙሓት ዕውታት ኣጋይሽና ኣብዚ ክንገድፈልኩም ኢና መድሃኔ ላይነ    • ኣደይ ካብ ትውለድ ኣብ 3 መዓልታ ተሓጺያ | stop calling ...   ኪዳነ grand hab cafe and restaurant    • Who is Jesus? ብከመይ ኢና ንጸውም? ጸሎት ኣገዳሲ ዲዩ #s...   ሚካል ተስፋይ    • ሓንቲ ጋል ኣንስተይቲ ሞዴል ክትከውን ፍልጠት ቀዳማይ ረቋሒ እዩ |...   ቅሳነት ተድሮስ    • 2 ዓመት ብዘይ ኣታዊ ኢና ሰሪሕና ፡ ዕላል ምስ ቅሳነት ቴድሮስ   ፈንቅል    • ጸሎት ቴራፒ እዩ | ዕላል ምስ RAS SERVICE    ኪዳነ grand hab cafe and restaurant    • ናይ ትዕቢት መወዳእታ ውድቀት እዩ | Kidane podcast part 2   Don’t forget SUBSCRIBE LIKE SHARE COMMENT 👇 Don’t forget to LIKE, COMMENT, and SUBSCRIBE 🔔 Turn on notifications so you don’t miss future episodes

ምስጢር መጽሓፍ ቅዱስ፦ የሱስ ክርስቶስ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መዓስ ተገሊጹ?
▶︎

ምስጢር መጽሓፍ ቅዱስ፦ የሱስ ክርስቶስ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ መዓስ ተገሊጹ?

ሙስሊም እየ ምእንቲ ደቀይ ግን ማይጨሎት ውን ፈቲነ እየ !! #eritrea #habesha #eritrean
▶︎

ሙስሊም እየ ምእንቲ ደቀይ ግን ማይጨሎት ውን ፈቲነ እየ !! #eritrea #habesha #eritrean

"ክፉት ወግዒ ጥበብ" ኣማኑኤል በርሀ VS   ደንደን እስማዒል #ህየሳ  amanuel berhe VS denden Ismail
▶︎

"ክፉት ወግዒ ጥበብ" ኣማኑኤል በርሀ VS ደንደን እስማዒል #ህየሳ amanuel berhe VS denden Ismail

HANIBAL TEDROS/ ምስ ዕዉቲ ጓለነስቴቲ  #Dakek #CouplesVlog #FamilyVlog #LuandaLife #VlogLife  #ContentCreat
▶︎

HANIBAL TEDROS/ ምስ ዕዉቲ ጓለነስቴቲ #Dakek #CouplesVlog #FamilyVlog #LuandaLife #VlogLife #ContentCreat

"ሰላም ኩቡራት ተዓዘብትና! ኣብዛ ናይ ሎሚ ቪድዮና፡ ኣብ ዩጋንዳ ብኤርትራውያን ኣሕዋትና ዝውነን ዘደንቕን ተስፋ ዝህብን ናይ ሕርሻ ስራሕ ክነርእየኩም ኢና።
▶︎

"ሰላም ኩቡራት ተዓዘብትና! ኣብዛ ናይ ሎሚ ቪድዮና፡ ኣብ ዩጋንዳ ብኤርትራውያን ኣሕዋትና ዝውነን ዘደንቕን ተስፋ ዝህብን ናይ ሕርሻ ስራሕ ክነርእየኩም ኢና።

🔥ዘይስማዕ የለን? ፕ/ት ኢሳያስ ኣብ ግብጺ ዘጋጦሞ ጉዳይ? ካብ ሱዳን ዝመጸ ውርደት? ስታሊን ተገልቢጥዎም? #eritrea #tigray
▶︎

🔥ዘይስማዕ የለን? ፕ/ት ኢሳያስ ኣብ ግብጺ ዘጋጦሞ ጉዳይ? ካብ ሱዳን ዝመጸ ውርደት? ስታሊን ተገልቢጥዎም? #eritrea #tigray

ሌላ ምስ ልዑል ብልሒ ኣእምሮ ዘለዎ ህጻን
▶︎

ሌላ ምስ ልዑል ብልሒ ኣእምሮ ዘለዎ ህጻን

ንምንታይ እያ ኡጋንዳ ሓዳስ ማእከል ወፍሪ ኤርትራዉያን ትኸውን ዘላ፧
▶︎

ንምንታይ እያ ኡጋንዳ ሓዳስ ማእከል ወፍሪ ኤርትራዉያን ትኸውን ዘላ፧

ንዛወር እስከ ጀምዔክስ - Riham Salih & Sidon Yosief - New Eritrean video 2026
▶︎

ንዛወር እስከ ጀምዔክስ - Riham Salih & Sidon Yosief - New Eritrean video 2026

ከእናቴ ጋር አሪፍ ጊዜ አሳለፍን። ከእህቴ ጋር አብረን ተጫወተን። | Brook and Miki
▶︎

ከእናቴ ጋር አሪፍ ጊዜ አሳለፍን። ከእህቴ ጋር አብረን ተጫወተን። | Brook and Miki

Who is Jesus? ብከመይ ኢና ንጸውም? ጸሎት ኣገዳሲ ዲዩ #siemmj #siemreap #eritrea #eritrean
▶︎

Who is Jesus? ብከመይ ኢና ንጸውም? ጸሎት ኣገዳሲ ዲዩ #siemmj #siemreap #eritrea #eritrean

"ሕጂ ውን ጸግዒ ጓል-ኣንስተይቲ እየ" ነርስ ዳናይት
▶︎

"ሕጂ ውን ጸግዒ ጓል-ኣንስተይቲ እየ" ነርስ ዳናይት

ከመይ ዓይነት ሰባት'ዮም ሓገዝ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዘድልዮም
▶︎

ከመይ ዓይነት ሰባት'ዮም ሓገዝ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዘድልዮም

ህዝቢ ብናይ ሻንጋባይ ስራሓት ብሰሓቕ ዝፈለሖ ግዜ 2026 New Eritrean
▶︎

ህዝቢ ብናይ ሻንጋባይ ስራሓት ብሰሓቕ ዝፈለሖ ግዜ 2026 New Eritrean

ጸሎት ቴራፒ እዩ | ዕላል ምስ RAS SERVICE
▶︎

ጸሎት ቴራፒ እዩ | ዕላል ምስ RAS SERVICE

የቀጠለው የድሮን ጥቃት/'ፍትሃዊ ትግላችን በድል ይጠናቀቃል' ህወሓት/ሰኔ እና ሰኞ በብልጽግና ቤት 6-8-2026
▶︎

የቀጠለው የድሮን ጥቃት/'ፍትሃዊ ትግላችን በድል ይጠናቀቃል' ህወሓት/ሰኔ እና ሰኞ በብልጽግና ቤት 6-8-2026

💪ቆልዑ ተዕብያ ዘለኽን ርግጸኛ እየ ክጠቅመክን እዚ ኣተሓሳስባ
▶︎

💪ቆልዑ ተዕብያ ዘለኽን ርግጸኛ እየ ክጠቅመክን እዚ ኣተሓሳስባ

ናይ ትዕቢት መወዳእታ ውድቀት እዩ | Kidane podcast part 2
▶︎

ናይ ትዕቢት መወዳእታ ውድቀት እዩ | Kidane podcast part 2

Part 1 Interview & Live Perfermonce Music Yoseif Teklay 40 with Adiam Sibhatu - Heyo Show 2026
▶︎

Part 1 Interview & Live Perfermonce Music Yoseif Teklay 40 with Adiam Sibhatu - Heyo Show 2026

😮 ፍቅሪ ኤርትራዉያንን ተጋሩን ቀጺሉ / ነሽነሽ ኣብ ኣዲስ
▶︎

😮 ፍቅሪ ኤርትራዉያንን ተጋሩን ቀጺሉ / ነሽነሽ ኣብ ኣዲስ