ሕልሚ ጋህዲ ዝኾነሉ መዓልቲ፡ "ስንቂ ህይወት" ብወግዒ ተመሪቓ!
✨ መጽሓፍ "ስንቂ ህይወት" ብወግዒ ተመሪቓ! ✨ ዝሓለፈ ሰንበት ንዓይ ፍሉይን ፍሉይ ዝኽሪ ዝሓዘለን መዓልቲ እዩ ነይሩ። ናይዛ ንነዊሕ እዋን ዝደከምኩላ መጽሓፈይ—"ስንቂ ህይወት"—ናይ ምረቓ ስነ-ስርዓት ብዓወት ተፈጺሙ። እታ ንበይነይ ኮይነ ብሓሳብን ጻዕርን ዘሕለፍኩዋ ግዜ፡ ሎሚ ኣብ ቅድሚ ፍቁራት ስድራቤት፣ መሓዙትን ኣፍቀርቲ ስነ-ጽሑፍን ክትርአ፣ ክትዝተየላን ክትምረቕን ምርኣይ ዓብዪ ሓጎስ እዩ። እዚ መጽሓፍ እዚ ካብ ቃላት ንላዕሊ፡ ንህይወትና ዝኸውን ሓሳባትን ጥበብን ዝሓዘ ናይ ብሓቂ "ስንቂ" ክኸውን ዘለኒ ትምኒት ልዑል እዩ። ነዚ መዓልቲ እዚ ኣገዳሲ ክኸውን ዝገበርኩም፡ ብኣካል ተረኺብኩም ዘተባባዕኩምኒ፣ ዘመረቕኩምን ብሩኽ ትምኒትኩም ዝሰደድኩምለይ ኩሉኹም ካብ ልቢ የመስግን። መጽሓፈይ ንምዕዳግ ዝርዝር ዓድኹም ብምምራጽ ካብ ኣማዞን ዓድጉዋ። ወይ ውን በዚኣ ሊንክ ካብ https://www.yonatan.se/ (ተስፊት ዓድጉዋ) Germany 🇩🇪 → https://www.amazon.de/dp/B0GXC2RC28 USA 🇺🇸 → https://www.amazon.com/dp/B0GXC2RC28 UK 🇬🇧 → https://www.amazon.co.uk/dp/B0GXC2RC28 France 🇫🇷 → https://www.amazon.fr/dp/B0GXC2RC28 Italy 🇮🇹 → https://www.amazon.it/dp/B0GXC2RC28 Spain 🇪🇸 → https://www.amazon.es/dp/B0GXC2RC28 Netherlands 🇳🇱 → https://www.amazon.nl/dp/B0GXC2RC28 Canada 🇨🇦 → https://www.amazon.ca/dp/B0GXC2RC28 Australia 🇦🇺 → https://www.amazon.com.au/dp/B0GXC2RC28 India 🇮🇳 → https://www.amazon.in/dp/B0GXC2RC28 Japan 🇯🇵 → https://www.amazon.co.jp/dp/B0GXC2RC28 See less #ስንቂህይወት #መመረቕታመጽሓፍ #titlenewbook #ስንቂህይወት #SinqiHiwet #HabeshaWriters #TigrinyaBooks #tigrignaLiterature #BookRelease #AuthorLife #NewBookAlert #Inspiration #MustRead #BookLaunchCeremony

ሕልሚ ጋህዲ ዝኾነሉ መዓልቲ፣ 2ይ ክፋል

ኤ-አይ (AI) ንብሉጽ ኣተዓባብያ ቈልዑ፡ ዓበይቲ ሕቶታት ንምምላስን ንምምሃርን. Computer Engineer Nahom Gebreamlak.

June-06 ነዚኣ በጃኹም ናብ ኩሉ ኣብጽሕዋ I ሰብ ዝሰረሖ ብልሒ ብ ዶ/ር መድሃኔ ማርቆስ I Every Eritrea Must Watch this

መጻኢኻ ውሑስ ድዩ? ብነጻ ዘገልግል ክኢላ ፋይናንስን ኢንሹራንስን (ምኽሪ ንኹሉ)

ኣብ ሕርሻ ወፍሪ ምግባር ፅቡቅ ካ ተኮነ: ቅዳምነት ከነማልኦም ዘለና ምስ ንፈልጥ ዊጺኢታውያን ንከውን ።

መፈጸምታ ነገራት፡ ኣብ ኣእምሮ ይጅምር!

ዕላል ምስ ጽሓፊ መጽሓፍ ስንቂ ህይወት ሙሴ ተኽሊት፣ መን እዩ ተዋሪዱ፣ ከብደይ ዝበልዓኒ ነገር።

ንደቂ ተባዕትዮ! ሆርሞን ይጎድል ከምዘሎ ዝሕብራ 7 ምልክታት

አነጋጋሪው የኢራን ቪዛ አግላዩ የዓለም ዋንጫ አሻንጉሊቱ FIFA ዝውውሮች | Live | Tribune Sport | ትሪቡን ስፖርት

ህዱእ ንምዃን ኣእምሮኻ ኣለማምዶ፡ ኣነቓቓሒ ኣስተምህሮ ደንዘል ዋሽንግቶን፡ ትርጉም ገብረሚካኤል ፍሳሃየ ምንጪ ጽሑፍ ደይሊ ማይንድሰት

ምስጢር ጥዑይ ሓዳርን ጠንቂ ፍትሕን ምስ መጋቢ ዑቕባስላሴ ሃይሉ

ብዛዕባ ናይ ፍልስፍና መጽሓፍ ክርድኦ ዘጸገመኒ !

AI ስራሕካ ክወስድ ድዩ? ወይ ስራሕ እዩ ክፈጥረልካ? እንታይ እዩ ኸ ዝጠቕም? ብ Computer Engineer Nahom Gebreamlak

ካብ ባዶ ተበጊሱ፡ 50 ኤርትራውያን ናይ ባዕሎም ትካል ክኸፍቱ ዝሕግዝ ዘሎ ጅግና መንእሰይ!

ድሮናት ኢትዮጲያ ናብ ትግራይ፡ ኢሰያስ ናብ ካይሮ"

Who is Jesus? ብከመይ ኢና ንጸውም? ጸሎት ኣገዳሲ ዲዩ #siemmj #siemreap #eritrea #eritrean

2000 Euro sparen ግበሩ። Führerschein ብ 845 Euro ጥራይ ዘውጸ ሓውና ኣስመሮም፣ ድሕሪ ደጊም Theory ፈተና ምትራፍ የለን።

እዚ ጉዳይ እምነት እንታይ እዩ መፍትሒኡ፧

ኤርትራዊ ዝሳቐ ዘሎ ቁጥዐ ኣምላኽ ድዩ? ሰፊሕ ቃለ ምልልስ ምስ መጋቢ ዑቕባስላሴ ሃይለ

