ዑደትን_ባርኾት_ማዕዳን_ብኣቡነ_ባሲልዮስ_ቀደማዊ_6ይ_ፓትርያርክ_ዘሃገረ_ኤርትራ_ኣብ_ሃገረ_በልጂዩም_ከተማ_ኣንትወርፐን
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ ኣምላክ ኣሜን ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ ፮ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ፥ ናብ ሃገረ በልጅዮም ናብ ደብርና ጸርሐ ኣርያም ቅድስት ድንግል ማርያም ዕለት 7 ታሕሳስ 2025 ብፈረንጂ ሐዋርያዊ ዑደቶም ኣካይዶም። ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ቀዳማዊ ፮ይ ፓትርያርክ ወርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ፡ ምስኦም ሓቢሮም ድማ ብፁዕ ኣቡነ ታዴዎስ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ጋሽ ባርካ፡ ክምኡውን ቀሲስ ዘሚካኤል ኣብርሃም ተሓጋጋዚ ቅዱስ ፓትርያርክን ነቲ ሓዋርያዊ ዑደት ኣሰንዮሞ። ካብ ሃገረ ስብከት ኤውሮፓ ድማ መራሒ ስራሕ ሃገረ ስብከት መጋቤ ሃይማኖት ቀሲስ ዘርእሰናይ ቀሲስ ሰሎሞን ተሰንዮም ብኽብ ዝበለ መንፈሳዊ ኣቀባብላ ኣብ ጽርሐ ኣርያም ቅድስት ድንግል ማርያም በጺሖም። ከምኡ እውን ኣባላት ንኡስ ሃገረ ስብከትን በልጅዩም፡ ኣባላት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኤውሮፓ ከምኡ ውን በነሉክስን ፡ መስቀልን ጽንኃኅን ዝኃዙ ለባስያን ውሉደ ክህነት፡ ብኽብ ዝበለ መንፈሳዊ ክብሪ ተቐቢሎሞም። ካብ ኣብ መላእ ንኡስ ሃገረ ስብከት በልጅዩም ዝርከቡ ህዝበ ክርስትያን መእመናን ካብ ኩሉ ኩርናዓት ብልዑል ህንጡትነት በረኸት ንምክፋል ተረኺቢም። ቀጺሉ መዝሙር ሰዓታትን ጸሎተ ቅዳሴን ብ ብጹእ ኣቦና እንዳ ተመርሐ ተኻይዱ።ብድሕሪኡ ብህጻናት ናይ ዕለቱ መዝሙር ሰልስተ ቀሪቡ ባርከና ኣባ እንዳ በሉ ብምዝማር በረኸት ኣቦና ብምክፋና ንእግዚኣብሔር ኣመስጊኖም ናይ ነዚ ክብሪ ክንበቅዕ ዝገበረ ልዑል እግዚኣብሔር ምስጋና ይኹኖ። ስዒቡ መድረኽ ንመጋቤ ሃይማኖት ቀሲስ ዘርእሰናይ ቀሲስ ሰሎሞን ምስተ ተዋህቦም ፥ ቃለ ምስጋና ንብጹኣን ኣቦናት፥ ነቦታት ካህናት ድያቆናትን ፡ ንኣባላት ኤምባሲ ኤርትራን ድሕሪ ምብጻሕ፥ ንኩሎም መእመናን ንኡስ ሃገረ ስብከት ቤልጅዩም ድማ ነዚ ዘብቀዖም ንእግዚኣብሔር ኣመስጊኖም። ድሙቅ ኣቀባብላ ከምዝተገብረሎምን ዕጉባት ብሙኻኖምን ገሊጾም። ስዒቡ ብብጹእ ኣቦና ኣቡነ ባሲልዮስ ቀደማዊ 6ይ ፓትርያርክ ዘሃገረ ኤርትራ ኣሰንዮም ዝመጹ ቀሲስ ዘሚካኤል ኣብርሃም ተሓጋጋዚ ቅዱስ ፓትርያርክን ናይ ዕለቱ ትምህርቲ ተዋሂቡ። ናይ ዕለቱ ዝተነበ ወንጌል ዮሃንስ መብርሂ ድሕሪ ምሃቦም። ብጹእ ኣቦና ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስን ምስቶም ዘፍቅርዎምን ዝፈትዉዎምን ህዝቦም ብምርኻቦም ሓጎሶም ገሊጾም። ነዚ ህዝቢ ኣንትወርፐን ከኣ ኣብ እምነቱ ጸኒዑ ክሕዝ ተላብዮም። ነዚ መስርሕ ናይ ህንጻ ጀሚርዎ ዘለዉ ድማ መፈጸምትኡ ከርእዪኦም ምንዮቶም ገሊጾም። ነቶም ነዚ ገንዘብ ዘዋጽኡ ዓስቢ ይሃቦም ነቲም ዝተረፉ ድማ ከስዕቡ ተላብዮም። ናይ ባዕልኻ ህንጻ ቤት ክርስትያን ምውናን ኣዝዩ ደስ ዘብል ምዃኑ ኣዝዩ ዝምስገንን ሙኻኑ ነተን ተሪፈን ዘለዋ ድማ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ከብጽሐን ናይ ሓባር ጻዕሪ ከም ዘድሊን ገሊጾም። ድሕሪ እዚ ቃላ ባርኾት ማዕዳን ብ ኣቡነ ባሲልዮስ ቀደማዊ 6ይ ፓትርያርክ ዘሃገረ ኤርትራ ተዋሂቡ። ሓድነትና ክንዕቅብ እምነትና ከነጽንዕን ሓደራ ኢሎም። መርኣያ ምስ ንእሽቱን መንእሰያትን ዘለዎም ፍቅሪ ብሓባር ምስ መዘምራን ዘሚሮምን ኣበራቲዖምን። ሓደራ ነዞም መንእሰያት ተረከብቲ ሕድሪ ቤተ ክርስትያን ዝኾኑ ትምህርቲ ሰንበት ብፍላይ ክብርትዕ ከምዘለዎ እውን ተላብዮም። በዚ ድማ እዚ ኣዝዩ ፍስሃን በረኸትን ዝዓሰሎ ዕለት ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዛዚሙ! ስብሓት ለእግዚኣብሔር ! እግዚእብሔር ማሕደርናን ሃገርናን ይባርኽ። #eritreanorthodoxmezmur #ኤርትራ #orthodoxmezmur #መዝሙር #ኦርቶዶክስተዋህዶ #eri #ኅዳር21 #eritrean #ኅዳርጽዮን #eritreanfilm #eritreannews #tewahdo_tewahido #tewahido #ethiopia #ethiopianorthodox #ethiopianentertainment #anastasia #eritewhado @eriorthodox @eritreanorthodoxtewahdo9532 @yared1 @-mahtot @DebeseyOrthodoxMezmur #አቡነ_ባስልዮስ #orthodox #orthodoxchurch #belguim #antwerp2022 #orthodoxtradition #orthodoxliturgy #orthodoxlife #christian #christianlife #antwerpchristian #christianfaith #christianliving #christiansong #ኦርቶዶክስተዋህዶ #ኦርቶዶክስ_ተዋሕዶ #ኦርቶዶክስ_ተዋሕዶ_መዝሙር #ኦርቶዶክ_ተዋህዶ_መዝሙር #ኤርትራ #ኤርትራውያን #ኤርትራተዋህዶ #ቤተክርስቲያን #ቤተ_ቅኔ #ቤተክርስትያን #ቤት#ምስክርነት #መድህኒያለም #ምሳሌ #ማርያም #ጽዮን #ጽጌ #ማህሌት

ዓብይ_ክብረ_ብዓል_ቅድስት_ቤተ_ክርስትያን_ጽርሃ_አርያም_ኣንትወርፐን፣_Kbre_Beal_Xerha_Aryam_Betekrstian_Antwerpen🌹🙏❤🙏

🔴 ብፁዕ አቡነ አብርሃም ስለ ሰሞኑ ውዝግብ የሰጡት ማብራሪያ || በሊቀ ሊቃውንት ስምዓኮነ የጉባኤቤት ተማሪዎች ምርቃት ላያ ያደረጉት አባታዊ መልዕክት

አባ ገብረ ኪዳን በባሕርዳር ተአምር ሰሩ //የመሠረት ድንጋይ ተጣለ// የሆስፒታሉ ስም ተሰየመ// ሰንፔር ሆስፒታል// የከበረ ድንጋይ

What Happened in Ethiopia's Parliament Today? Abiy Ahmed vs. Desalegn Chane | ደሳለኝ ጫኔ | የአብይ አህመድ

ናይ ሕብረት መዝሙር ጽርሃ ኣርያም Antwerpen

ኣብ መዓልቲ መርዕኡ ኣፉ ዝኸፈተ መንእሰይ Amazing Love story

New Eritrean Video 2026...ውሽጥኻ ዝትንክፍ ናይ ቃልሲ ምንባር ኣቦና ገብረሚካኤል ሃብተ (በዓልቲ ቤተይን 4 ደቀይን ብሞት ተፈልዮምኒ)

ጠ/ሚ ዐቢይ ከመጅሊስ መሪዎች ጋር | PM Abiy Meeting with Majlis Leaders

#new 🔴እረፍት ለማግኘት ይህንን አድርጉ || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New

🔴ጀነራል ፊሊጶስ ንኣብዩ ተሪር መልሲ/ጉዳይ ኩናት ጫፍ በፂሓ#eritreanmovie #eritreandramas

"ኣብዚ ገዳም ዝተገብርለይ ውዕለት ክገልጽ ይኸብደኒ'ዩ" ሌላ ምስ ተኣምራታዊ ገዳም ደብረ ሳህል

Eritrean orthodox mezmur ብኩለን ኣብያተ ት/ሰንበት ብሕብረት ዝተዘመረ መዝሙር ዓብይ ክብረ ብዓል ቅድስት ቤተ ክርስትያን ጽርሃ አርያም 🇧🇪🙏

ሥላሴ ጾታ አላቸው ? የስተት ትምህርት መምህር ብርሃን አድማስ ስተት ነው ? በቂ ማብራርያ

ስነ-ጥበባዊት ኣድያም ስብሃቱ ዓዲ ሃሎ |ዝሕጉስ-ዜና ተኣሲሮም፣ተባሊዖም |8|7|2026

🔴አቤቱ ጉልበቴ ሆይ እወድሃለሁ || አዲስ እጅግ ድንቅ ትምህርት|| ርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረ ኪዳን ግርማ|| Aba Gebrekidan New Sibket 2026

Documentary Film Gedam Debre Qusquam Part 1 (ገዳም ደብረ ቁስቋም)

ናይ ንግሆ ጸሎት

ERIPM | ኣገልጋሊ ኢሰያስ ጀነራል ፍሊጶስ ይናዘዝ ድዩ የሽካዕልል'ዩ ዘሎ?

📍ትንሹ መሪጌታ በአሜሪካ 🇺🇸የኔታ ገርፈውኝ 911 ደወልኩ❗️ የኢትዮጵያ ሰላም ይናፍቀኛል| @ባሕረጥበባት_ቴቪ

