-እቶም ን ሓሶት ክኻላኸሉ ዝፍትኑ፡ ክሓፍሩ እዮም።

ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን። ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥ https://erisat.org http://paypal.me/erisat ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea. ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton. ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ። እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ። Click here to donate -- https://erisat.org http://paypal.me/erisat لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة. استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية: https://erisat.org : الخيار الأول: http://paypal.me/erisat : الخيار الثاني #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong #eritreanmusic​ #tigrignamusic​ #eritreanmusic​ #tigrignamusic​ #NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Nigeria: ‘Renewed Hope’ or ‘Hopelessness’? | Mehdi Hasan and Daniel Bwala | Head to Head
▶︎

Nigeria: ‘Renewed Hope’ or ‘Hopelessness’? | Mehdi Hasan and Daniel Bwala | Head to Head

ERISAT | ኣስመራ ዩንቨርሲቲ ካበይ ናበይ ጉዑዞ 25 ዓመት |  ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም | ቀዳማይ ክፋል
▶︎

ERISAT | ኣስመራ ዩንቨርሲቲ ካበይ ናበይ ጉዑዞ 25 ዓመት | ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም | ቀዳማይ ክፋል

ERISAT: ጀነራል ስብሓት ኤፍሪም ንጉጅለ 15 ጠሊምዎም ድዩ? ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ | 2ይ ክፋል| General Tekeste Haile
▶︎

ERISAT: ጀነራል ስብሓት ኤፍሪም ንጉጅለ 15 ጠሊምዎም ድዩ? ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ | 2ይ ክፋል| General Tekeste Haile

ኣሽሓት ኤርትራውያን ተመዝጊቦም ኣለው! ሰፊሕ ዕላል ብዛዕባ ቢዝነስን ሓዳርን ምስ መትከል ዘርኣይ!
▶︎

ኣሽሓት ኤርትራውያን ተመዝጊቦም ኣለው! ሰፊሕ ዕላል ብዛዕባ ቢዝነስን ሓዳርን ምስ መትከል ዘርኣይ!

ግንቦትና ግንቦታውያን! ደረጀ ኃይሌ ከአቶ ፋሲካ ሲደልል ጋር - Benegerachin Lay with Fasika Sidelil  @Arts Tv World ​
▶︎

ግንቦትና ግንቦታውያን! ደረጀ ኃይሌ ከአቶ ፋሲካ ሲደልል ጋር - Benegerachin Lay with Fasika Sidelil @Arts Tv World ​

#zaramedia -ደመላሽ ቀጣዩ ተሰናባች/በድብቅ የተሰበሰቡ ጀነራሎች/''አብይ የመለስ ጫማ አልበቃውም''ጃዋር -09-05-2025
▶︎

#zaramedia -ደመላሽ ቀጣዩ ተሰናባች/በድብቅ የተሰበሰቡ ጀነራሎች/''አብይ የመለስ ጫማ አልበቃውም''ጃዋር -09-05-2025

ERIPM | ኣብ ቤት ጽሕፈት ኢሰያስ ዝሰርሑ እቶም ዘይፍለጡ ወሰንትን ገበርትን ሓደግትን እዮም  ~   ብሰንኪ ህግደፍ ሓደገኛ ናይ ኲናት ሃዋሁው መጺና ኣሎ
▶︎

ERIPM | ኣብ ቤት ጽሕፈት ኢሰያስ ዝሰርሑ እቶም ዘይፍለጡ ወሰንትን ገበርትን ሓደግትን እዮም ~ ብሰንኪ ህግደፍ ሓደገኛ ናይ ኲናት ሃዋሁው መጺና ኣሎ

EMS Eletawi ዕለታዊ መረጃና የሕዝብ አስተያየት Sat 20 Jun 2026
▶︎

EMS Eletawi ዕለታዊ መረጃና የሕዝብ አስተያየት Sat 20 Jun 2026

አባትዎ ሲገደሉ የት ነበሩ? ደረጀ ኃይሌ ከልዑል አስፋወሰን አሥራተ ጋር | ጀርመን | ክፍል 1|#በነገራችንላይ @ArtsTVWorld​
▶︎

አባትዎ ሲገደሉ የት ነበሩ? ደረጀ ኃይሌ ከልዑል አስፋወሰን አሥራተ ጋር | ጀርመን | ክፍል 1|#በነገራችንላይ @ArtsTVWorld​

ERIPM | ውርደት ሶፍያ ተስፋማርያም ኣብ ጀነቫ  ።
▶︎

ERIPM | ውርደት ሶፍያ ተስፋማርያም ኣብ ጀነቫ ።

EMN - ኣቦይ ብዝገደፎ ለበዋ ብስድራና መቓብር ኣይንልቅልቅን ኢና - Eritrean Media Network
▶︎

EMN - ኣቦይ ብዝገደፎ ለበዋ ብስድራና መቓብር ኣይንልቅልቅን ኢና - Eritrean Media Network

EMN - ውዕሎ ግንባር ጊንዳዕ ምስ ተ. ገ.ብርሁን ኣርኣያ - Eritrean Media Network
▶︎

EMN - ውዕሎ ግንባር ጊንዳዕ ምስ ተ. ገ.ብርሁን ኣርኣያ - Eritrean Media Network

ATV Asena፡ 1ይን 2ይን ዕዮ-ገዛ ብልጽግና ንኤርትራን ትግራይን ምጥፋእ ካብ ኮነ ፡ ቀዳማይ ዕዮ-ገዛ ኤርትራን ትግራይን ከ?
▶︎

ATV Asena፡ 1ይን 2ይን ዕዮ-ገዛ ብልጽግና ንኤርትራን ትግራይን ምጥፋእ ካብ ኮነ ፡ ቀዳማይ ዕዮ-ገዛ ኤርትራን ትግራይን ከ?

Tafsiirka Darsiga 157aad MARYAM 01 ilaa...
▶︎

Tafsiirka Darsiga 157aad MARYAM 01 ilaa...

ERISAT:B/G Tekeste Haile 1ይ ክፋል | ኣባላት ባይቶ መጀመርያ ጠሊሞም፣ ብድሕሪኡ ንኢሰያስ ነቲ እኸይ ግብሩ ከም መርዓ ጓሉ መሪቆሙሉ ።
▶︎

ERISAT:B/G Tekeste Haile 1ይ ክፋል | ኣባላት ባይቶ መጀመርያ ጠሊሞም፣ ብድሕሪኡ ንኢሰያስ ነቲ እኸይ ግብሩ ከም መርዓ ጓሉ መሪቆሙሉ ።

AWH| ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ወጊና፥ፍሽለት ጽምዶ   #alenawaltatahger #maebelkiflay #eritrea#talkshow #podcast
▶︎

AWH| ግብጺ ምስ ኢትዮጵያ ወጊና፥ፍሽለት ጽምዶ #alenawaltatahger #maebelkiflay #eritrea#talkshow #podcast

Anchor Media ''የአሜሪካው የቪዛ ማዕቀብ ትብብሩን ያፋጥነዋል'' ፕ/ር መሀመድ ሀሰን
▶︎

Anchor Media ''የአሜሪካው የቪዛ ማዕቀብ ትብብሩን ያፋጥነዋል'' ፕ/ር መሀመድ ሀሰን

President Obama's Full Remarks at the Obama Presidential Center Grand Opening Ceremony
▶︎

President Obama's Full Remarks at the Obama Presidential Center Grand Opening Ceremony

ቱርክና እስራኤል ሊዋጉ ነው ተረክ ሚዛን Salon Terek
▶︎

ቱርክና እስራኤል ሊዋጉ ነው ተረክ ሚዛን Salon Terek

ERIPM |  ምስ ጀፍሪ ኤፕስተይን ብጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን  ዝተጽሓሓፈ መን 'ዩ ?~  ኣቶ ገዱ ንማዕተቦም ክብሉ መሊሶም ኣለው ~ በረኸት ሃብተማርያም
▶︎

ERIPM | ምስ ጀፍሪ ኤፕስተይን ብጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተጽሓሓፈ መን 'ዩ ?~ ኣቶ ገዱ ንማዕተቦም ክብሉ መሊሶም ኣለው ~ በረኸት ሃብተማርያም